ህዝባዊ ቤተ መፃሕፍቲ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ- እዚ ፕሮጀክት ኣብ ትህምርቲ ብኡ
መጠን ከዓ ተበፃሕይነትን ፅፈትን ትምህርቲ እቲ ኸባቢ ካብቲ ዘለዎ ደረጃ
ክብ ን ምባል ተሓሲቡ ምስ ሰብ ሃፍትን ፍልጠትን እቲ ኸባቢ በዓል ዋና እታ
ማሕበር ዝኾነ ህዝብን ብምትሕብባር ደረጅኡ ዝሓለው ቤተ ንባብ ሰሪሕኻ ምርካብ እዩ።

ኩሉ መዳይ መዘናግዒ -- እዚ ካልኣይ ፕሮጀክት እንትኸውን ምስ ቤተ መፀሓፍቲ ኣብ
ሓደ ከባቢ ብተመሳሳሊ መንገዲ ከምቲ ኣብቲ ስእሊ ዝርኣይ ዘሎ ፕላን ተስሪሑ ናብ ተግባር ንም
እታው ኣብ ምሽብሻብ ንርከብ።
ማእኸል መዘናግዒ
