ትሕዝቶና/Our Approach
እዚ ማሕበር ብ ዋንነት ሒዝዎ ዝተልዓለ ሃፍቲ ኣባላቱ እዩ። ብ ገንዘብ፣ ጉልበትን ፍልጠትን ኣባላት እዚ ማሕበር ይኹን ፈተውትን ደገፍትን ልምዓት እቲ ዓዲ ኣብ መነባብሮ ሕብረተሰብና ኣውንታዊ ለውጢ ከምፅኡ ኣብ ዝኽእሉ ስትራተጂክያዊ ጉዳያት ብ ትልሚ እናሓንፀፀ ንተግባራውነቶም ምስ ህዝብን መንግስትን ከምኡ እውን ከም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝበላ ኣደ ልምዓት ማሕበራት ተዋዲድና ተመላላኢ ስራሕ ንምስራሕ እዩ።
ልእኽቶ (Mission)

ድሕረ ባይታና/Our Story
ማሕበር ልምዓት እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ብ 2006 ዓም ኣብ ከተማ ዕደጋ-ዓርቢ ዝተመስረተት ንማንም ሃይማኖታውን ፖለቲካውን ኢሉ እውን ካልኦት ግላዊ ኣረኣእያ ዘይትውግን ን ልምዓትን ዕብየትን ከባቢ እትሰርሕ ማሕበር እያ።
እዚ ተግባር ንምድጋፍ ከኣ ብ ተወለድቲን ፈተውቲ ልምዓትን እቲ ከባቢ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ነዚ ቅዱስ ተግባር ንምስላጥ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ ዘርጊሑ ኣሎ።
ግዱሳት መገልገልቲ /Meet the Team
ማሕበር ልምዓት እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ብ ተወፋይነት ከም ኣቦመንበር፣ ምክትል፣ ፀሓፊ፣ ዓቃቤ ንዋይን ሕሳብ ሹምን ኮይኖም ዘገልግሉ ዘለዎ እዞም ዝስዕቡ እዮም።

ኣቶ ኣለማዮህ ገብረህይወት
ኣቦ ወንበር ማሕበር ልምዓት እንዳባፃሕማን ከባቢኣን ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ
Include a short bio with an interesting fact about the person.

Eric Teagan
Vice President
Include a short bio with an interesting fact about the person.

ኣቶ እያሱ ኪዳኑ
ሒሳብ ሹም
Include a short bio with an interesting fact about the person.
Next Steps...
This is should be a prospective customer's number one call to action, e.g., requesting a quote or perusing your product catalog.